News

The impact of the support received during the 2nd round

In the pursuit of a noble cause, the support and encouragement of the community play a pivotal role. Hiwyet, on its journey to help people in need, has experienced an outpouring of support during its 2nd round of efforts. This is a heartfelt expression of gratitude to all those who stood by Hiwyet, contributing to […]

ህፁፅ ሓገዝ ዝደሊ ህዝቢ ኣበርገለ ንብፀሐሉ። እመኑኒ ብዓይንኹም ተትሪኡ ህራስ ኣይምወሰደኩምን።

ህፁፅ ሓገዝ ዝደሊ ህዝቢ ኣበርገለ ንብፀሐሉ። እመኑኒ ብዓይንኹም ተትሪኡ ህራስ ኣይምወሰደኩምን። ዝጠመዩ ህፃውንቲ ከመይ ከምትገብሮም ዝሓርበታ እነ ምርኣይ በዓልቲ ቤቱን ደቁን ምስ ሞት እናተሓናነቑ መፍትሒ ከቐምጥ ዘይከኣለ ከንፈሩ ዝነኸሰ ትግረዋይ ኣቦ ምርኣይ ኣብ ክንዲ ቢሮን ደፍተርን ሒዞም ክመሃሩ ኣንደበቶም ብጥሜት ደኺሙ ብግዲ ” ጠምዩኒ ” ዝብሉ ህፃውንቲ ክንዲ ምርኣይ መሕዘሊ ጨርቂ ስኢና ህፃን ውላዳ ብትርሽዋ […]

ካሕሳ ጀጋኑን ዋዕሮታትን ስዉኣትና

ካሕሳ ጀጋኑን ዋዕሮታትን ስዉኣትና ጀጋኑ ብፆትና ፣ ኣያታትና ፣ መተዓቢትና ፣ ኣሕዋትናን ደቅናን እንኽሕሶም ትግራይ ብምሕዋይ እዩ። ከምቲ ዝፍለጥ መብዛሕቲኡ መንእሰይ ትግራይ ምእንቲ ዓዱን እንኡን ዝወፀ እዩ። ኣደይ ብኾፈይ ኣይትድፈርን ፤ ኣነ እናሃለኹ ዓደይን መሬተይን ብፀላእቲ ኣይውረርን እምቢ ንገዛእትን ጨቆንትን ኢሉ ካብ ሙውቕ ገዝኡን ሑቕፊ ወለዱን ወፂኡ ተቓሊሱ ኸቢድ መስዋእቲ ተኸፊሉ ዋላኳ ሙሉእ ኣይኹን ትግራይን […]

Scroll to top